On the site we use cookies for the website to function optimally. By continuing to browse, you agree that we use cookies.
What is cookies?
Money from Sweden

ብወግዓውያን መስመራት ምሕዋል ረብሓቱ

ወግዓውያን መስመራት ሓዋላ፤ ማለት ባንክታትን ወኪላትን፤ ንጥፈታቶም ብሕጊ ሽወደን ዝቕየዱ ኮይኖም ሽወደናውያን መንግስታውያን ትካላት’ውን ይቆጻጸሮኦም እየን። ብተወካኺ ገንዘብ ክለኣኽ ከሎ ንኣህጉራውያን ኣገልግሎታት ሓዋላ ዝቕይዱ ሕግታት ኣለዉ።

Compare prices for sending money from Sweden to...

Select receiving country
  • Afghanistan
  • Bangladesh
  • Bolivia
  • Bosnia and Herzegovina
  • Burkina Faso
  • Cambodia
  • Chile
  • China
  • Colombia
  • Denmark
  • Eritrea
  • Ethiopia
  • Finland
  • France
  • Gambia
  • Germany
  • Hungary
  • India
  • Iraq
  • Kenya
  • Lebanon
  • Mali
  • Montenegro
  • Mozambique
  • Nigeria
  • Norway
  • Pakistan
  • Philippines
  • Poland
  • Rwanda
  • Serbia
  • Somalia
  • Spain
  • Sri Lanka
  • Syria
  • Tanzania
  • Thailand
  • Turkey
  • Uganda
  • Ukraine
  • USA
  • Vietnam
  • Zambia

ስለ’ዚ ኣብ ክንዲ ግላውያን ነዞም ብመልክዕ ባንክታትን ወኪላትን ዘለዉ ወግዓውያን መስመራት ሓዋላ ምምራጽ ዝሓሸ’ዩ። ባንክታትን ወኪላትን እቲ ገንዘብ ከም ዝበጽሐ ሓላፍነት ኣለዎም። እዚ ሓላፍነት ብ’ቶም ውዕላት ምሕዋል ይቕየድ።