On the site we use cookies for the website to function optimally. By continuing to browse, you agree that we use cookies.
What is cookies?
Money from Sweden

ገንዘብ ብስሓሰረ ከመይ ገይረ ክልእኽ እኽእል?

ገንዘብ ክትሕውል ከለኻ እቶም ትካላት ዝተፈላለዩ ብርክት ዝበሉ ክፍሊታት የኽፍሉኻ እዮም። ክፍሊታት ናይ’ዘን ትካላት ንሓድሕደን ብምውድዳር ብዙሕ ገንዘብ ክትቑጥብ ትኽእል ኢኻ። ነቲ ዝበለጸ ምርጫ ብምምራጽ ዝያዳ ገንዘብ ድማ ንተቐባሊኡ ይበጽሖ።

Compare prices for sending money from Sweden to...

Select receiving country
  • Afghanistan
  • Bangladesh
  • Bolivia
  • Bosnia and Herzegovina
  • Burkina Faso
  • Cambodia
  • Chile
  • China
  • Colombia
  • Denmark
  • Eritrea
  • Ethiopia
  • Finland
  • France
  • Gambia
  • Germany
  • Hungary
  • India
  • Iraq
  • Kenya
  • Lebanon
  • Mali
  • Montenegro
  • Mozambique
  • Nigeria
  • Norway
  • Pakistan
  • Philippines
  • Poland
  • Rwanda
  • Serbia
  • Somalia
  • Spain
  • Sri Lanka
  • Syria
  • Tanzania
  • Thailand
  • Turkey
  • Uganda
  • Ukraine
  • USA
  • Vietnam
  • Zambia

ኣገዳሲ:

  • ካብ ብዙሓት ሒደት ገንዘብ ምሕዋል፤ ሓንሳብ ሓደ ብዝሕ ዝበለ ገንዘብ ምሕዋል ይሓይሽ።

  • ብዓንተበኡ ግበሮ። ብሒደት ሰዓታት ዝበጽሕ ሓዋላ ካብ ሒደት መዓልትታት ዝወስድ ሓዋላ ይኸብር።

  • ነቶም ዝተፈላለዩ ምርጫታት ሓዋላ ኣወዳድሮም

ትካላትን ክፍሊትን ኣወዳድሮ

ኣብ’ዞም ዝተፈላለዩ ምርጫታት ሓዋላ ክሳብ ክንደይ ዝኣክል ፍልልያት ዋጋ ከም ዘሎ ንኽትፈልጥ ነቲ ናትና መወዳደሪ-ዋጋ ተጠቀመሉ። ኣብ’ዚ ክንደይ ዝኣክል ክፋል እቲ ገንዘብ ንክፍሊት ኣገልግሎታት ከምዝጠፍእ ብመልክዕ ክሮኑርን ሚእታውን ብኽልቲኡ ክትርእዮ ትኽእል ኢኻ።1000ን3000ን5000ን ክሮኑር ንምልኣኽ ዋግኡ ክንደይ ምዃኑ ተሓቢሩ ኣሎ። ናትካ መጠን ገንዘብ ክትመርጽ ኣይከኣልን እዩ።