On the site we use cookies for the website to function optimally. By continuing to browse, you agree that we use cookies.
What is cookies?
Money from Sweden

ገለ ጌጋ እንተ ኣጋጠመ

ኣብ ገለ ጌጋ ወይ ሽግር ዘጋጥመሉ እዋን ዘሎ ውዑል ከመይ ከም ዝመስል ነቲ ትካል ሕተቶ። ከምኡ’ውን ገንዘብ ከም ዝሓወልካ ከም መርትዖ ክትጥቀመሎም ትኽእል ኣየኖት ሰነዳትን ወረቓቕትን ምዃኖም ሕተቶም። ገንዘብ ከም ዝለኣኽካ ከተረጋግጽ እንተ ኾይንካ፤ ኣየኖት ሮቾቢታታትን ውዕላትን ከምዘድልዩኻ ምፍላጦም ኣገዳሲ’ዩ። .

Compare prices for sending money from Sweden to...

Select receiving country
  • Afghanistan
  • Bangladesh
  • Bolivia
  • Bosnia and Herzegovina
  • Burkina Faso
  • Cambodia
  • Chile
  • China
  • Colombia
  • Denmark
  • Eritrea
  • Ethiopia
  • Finland
  • France
  • Gambia
  • Germany
  • Hungary
  • India
  • Iraq
  • Kenya
  • Lebanon
  • Mali
  • Montenegro
  • Mozambique
  • Nigeria
  • Norway
  • Pakistan
  • Philippines
  • Poland
  • Rwanda
  • Serbia
  • Somalia
  • Spain
  • Sri Lanka
  • Syria
  • Tanzania
  • Thailand
  • Turkey
  • Uganda
  • Ukraine
  • USA
  • Vietnam
  • Zambia

ኣገዳሲ:

  • ኩሉ ሳዕ ክሳብ እቲ ተቐባሊ ቁኑዕ መጠን ገንዘብ ኣብ ኢዱ ዝኣቱ ነቲ ውዕልን ሮቾቢታን ሓዞ ኢኻ።

  • እቲ ተቐባሊ’ውን ነቶም ዝወሃብዎ ሮቾቢታታት ሒዝዎም ክጸንሕ ኣገዳሲ’ዩ። ገለ ሽግር እንተ ኣጋጢሙ እርማት ክትጠልብ እንተ ኾይንካ፤ ማለት ጥርዓን ከተቕርብ እንተ ኾይንካ፤ ምህላው ናይ’ቶም ኩሎም ወረቓቕቲ ኣገዳሲ’ዩ። .