On the site we use cookies for the website to function optimally. By continuing to browse, you agree that we use cookies.
What is cookies?
Money from Sweden

ገንዘብ ንምልኣኽ ክንደይ ዋግኡ?

ገንዘብ ናብ ወጻኢ ንምልኣኽ መብዛሕታኡ እዋን ይፈላለ እዩ። ምኽንያቱ ነፍሲ ወከፍ ትካል ናታ ክፍሊታት ኣለዋ። ንወጻኢ ሃገር ዝሕውላ ትካላት መሐወሊ የኽፍላ እየን። እቲ ገንዘብ ምስተላእኸ፤ናይ ሸርፊ ናብ ናይ ተቐባሊት ሃገር ባጤራ ኢለን’ውን ክፍሊት ይወስዳ’የን። ብዝሒ ናይዞም ክፍሊታት ይፈላለ’ዩ።

Compare prices for sending money from Sweden to...

Select receiving country
  • Afghanistan
  • Bangladesh
  • Bolivia
  • Bosnia and Herzegovina
  • Burkina Faso
  • Cambodia
  • Chile
  • China
  • Colombia
  • Denmark
  • Eritrea
  • Ethiopia
  • Finland
  • France
  • Gambia
  • Germany
  • Hungary
  • India
  • Iraq
  • Kenya
  • Lebanon
  • Mali
  • Montenegro
  • Mozambique
  • Nigeria
  • Norway
  • Pakistan
  • Philippines
  • Poland
  • Rwanda
  • Serbia
  • Somalia
  • Spain
  • Sri Lanka
  • Syria
  • Tanzania
  • Thailand
  • Turkey
  • Uganda
  • Ukraine
  • USA
  • Vietnam
  • Zambia

ቅድሚ ገንዘብ ናብ ወጻኢ ሃገር ምልኣኽካ ገለ ክፍሊታት ከይረኣኻዮም ከይሓልፈፉኻ ምእንትን፤ እንተ ፈለጥካዮም ዝሓሸ’ዩ፡

  • ገንዘብ ንምስዳድ ዘሎ ቀዋሚ ክፍሊትን ንምሽራፍ ዘሎ ክፍሊትን ክንደይ ምዃኑ ፍለጦ። ሓንቲ ትካል ነቲ ሓደ ክፍሊት ሕሱር ትገብሮ ትኸውን ነቲ ካልኣይ ክፍሊት ግና ተኽብሮ ትኸውን።

ነቶም ዂሎም ክፍሊታት ደምሮም:

  • መስደዲ ክፍሊት

  • ክፍሊት ንመሽረፊ ባጤራ

  • ኣብ ምቕባል ገንዘብ ዘሎ ክፍሊት