On the site we use cookies for the website to function optimally. By continuing to browse, you agree that we use cookies.
What is cookies?
Money from Sweden

እዚ ኣብ’ቲ መወዳደሪ ዋጋ ገጽ ክትርእዮ ትኽእል።

ኣብ’ቲ መወዳደሪ ዋጋ ገጽ፤ ናብ’ተን ንከታተለን ተቐበልቲ ሃገራት ዝልእኻ ዝልእኹ ዓበይቲ ትካላት ክረአ ይከኣል። ኣብ’ቲ ገጽ ኣለኣእኻ1000ን3000ን5000ን ክሮኑር ከም ኣብነት ተመልኪቱ’ሎ። ኣብ’ቲ ኣብነት’ቲ ካልእ ናትካ መጠን ገንዘብ ክትመርጽ ኣይከኣልን’ዩ።

Compare prices for sending money from Sweden to...

Select receiving country
  • Afghanistan
  • Bangladesh
  • Bolivia
  • Bosnia and Herzegovina
  • Burkina Faso
  • Cambodia
  • Chile
  • China
  • Colombia
  • Denmark
  • Eritrea
  • Ethiopia
  • Finland
  • France
  • Gambia
  • Germany
  • Hungary
  • India
  • Iraq
  • Kenya
  • Lebanon
  • Mali
  • Montenegro
  • Mozambique
  • Nigeria
  • Norway
  • Pakistan
  • Philippines
  • Poland
  • Rwanda
  • Serbia
  • Somalia
  • Spain
  • Sri Lanka
  • Syria
  • Tanzania
  • Thailand
  • Turkey
  • Uganda
  • Ukraine
  • USA
  • Vietnam
  • Zambia

ሓምላይ ክንደይ ዝኣክል ናብ ተቐባሊኡ ከምዝበጽሕ

ኣገልግሎትና ካብ’ቲ ተመሪጹ ዘሎ መጠን ገንዘብ ክንደይ ዝኣክል ንተቐባሊኡ ከምዝበጽሖ ይሕብር። እቲ ብሓምላይ ዓውዲ ተመልኪቱ ዘሎ’ዩ ንተቐባሊኡ ዝበጽሖ። ኣብ’ቲ ቐይሕ ዓውዲ ድማ ንኣገልግሎትን ንሸርፍን ክንደይ ዝኣክል ገንዘብ ተቖሪጹ ከም ዘሎ ተመልኪቱ ኣሎ። ዳርጋ ኩለን ትካላት መሽረፊ ባጤራ ኣገልግሎት ኢለን’ቅን የኽፍላ’የን። ኣብ’ቲ ኣገልግሎትና’ውን ነፍሲ ወከፍ ትካል እቲ ገንዘብ ናብ ተቐባሊኡ ንኽበጽሕ ክንደይ ግዜ ከም ዝወስደለን ተመልኪቱ ኣሎ። ንኹሉ ነቲ ትረኽቦ ዝርዝር(ሊስታ) ብቕልጣፈን ብምሕሳርን ገይርካ ክትሰርዖ ትኽእል ኢኻ።

መጠንቀቕታ ስሉስ ዂርናዕ ንስዉር ክፍሊት

እቲ ትካል ነቲ ዝሓተትናዮ ሕቶታት ንኽምልስ ቁሩብ ኣብ ዘይኮነሉ እዋን ብስሉስ ኲርናዕን ቃል ኣጋኖን ገይርና ነመልክቶ። እዚ ማለት ድማ ገለ ሕቡኣት(ስዉራት) ክፍሊት ክህልዉ ይኽእሉ’ዮም ማለት’ዩ። ብሓደ ካብ’ዞም ትካላት ክትልእክ እንተ መሪጽካ፤ ኣብ’ታ ካብ ሽወደን ትልእኸላ ዕለት ክንደይ ዝኣክል ገንዘብ ንተቐባሊ ከም ዝለኣኾ ብልክዕ ክሕበረካ ክትሓትት ኣገዳሲ እዩ።

ተወሳኺ ብዛዕባ ትካልን ኣገልግሎትን ኣንብብ

ኣብ ትሕቲ ነፍሲ ወከፍ ስም ትካል ዘላ ተወሳኺ ሓበሬታ(Mer information) ትብል ኣንፊ(tab) ጠውቕ።እቲ ትካል ኣብ’ታ ዝመረጽካያ ተቐባሊት ሃገር ዝህቦም ካልኦት ኣገልግሎታት ከተንብብ ትኽእል ኢኻ። ኣብ’ዚ እዋን’ዚ ኣብ’ታ ተቐባሊት ሃገር ገንዘብካ ክትቕበሎ(ከተውጾ) ከለኻ ገለ ተወሳኺ ክፍሊት ኣሎን ዘየሎን ንኽንፈልጥ ምንም ተኽእሎ የብልናን። እዚ ነቲ ትካል ክትሓቶ ኣለካ።ዝያዳ ብዛዕባ’ዚ ኣብ፡ ሓላፍነትን/ደረትን (Ansvar/Avgränsning)ኣንብብ።