På sajten använder vi cookies för att webbplatsen ska fungera på bästa sätt. Genom att surfa vidare godkänner du att vi använder cookies.
Vad är cookies?
Money from Sweden

እዚ ማኒ ፍሮም ስዊድን እዩ (Money from Sweden)

Money from Sweden ብመንግስቲ ዝተመወለ ኮይኑ፤ ገንዘብ ናብ ወጻኢ ሃገር ኣብ ዝለኣኸሉ እዋን ዘለዉ ክፍሊታትን ሽርፍታትን ብምውድዳር ኣብ ኢንተርነት ዝወሃብ ኣገልግሎት’ዩ። ኣብ ሽወደን ናብ ወጻኢ ሃገር ገንዘብ ክትልእኽ ዝሕግዙኻ ብዙሓት ባንክታት፤ ትካላት፤ ወኪላትን ካልኦት ፊናንሲያውያን ድርጅታትን ኣለዉ። ዕላማና እምበአር እቲ ዝቐልጠፈን ዝሓሰረንኣገልግሎት ንዓኻ ንኽትረክብ ምሕጋዝ’ዩ። እዚ ኣገልግሎት ኢንተርነት’ዚ ብነጻ ኾይኑ ካብ ኩሎም እቶም ኣብ’ቲ ዕዳጋ ዝዋስኡ ነጻን ብቤት ጽሕፈት ኣህለቕቲ ዝምራሕን’ዩ።